Wednesday 7 December 2016

4 ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ንሽልማት "ብሉጽ ተቐዳዳማይ ብሽኽለታ ኣፍሪቃ 2016 ተሓጽዮም

ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ዳንኤል ተኽለሃይማኖት፡ ናትናኤል ብርሃነን መትከል ኢዮብን ካብ ዳይመንሽን ዳታ፡ ከምኡ'ውን ተስፎም ዑቕባማርያም ካብ ክለብ ሻርጃ፡ ንሽልማት "ብሉጽ ተቐዳዳማይ ብሽኽለታ ኣፍሪቃ 2016" ተሓጽዮም። 













No comments:

Post a Comment